ጋዜጣዊ መግለጺ

[ad_1]

ኣብ’ዚ ቀረባ እዋናት፡ ብዛዕባ ማያትን መሳዂቲ ባሕሪን ዝመሳሰሎ ኣርእስትታትን ዝተባህለን፡ ‘ተባሂሉ’ ዝተባህለን፡ እልቢ የብሉን። ዘየስደመሞ ተዓዛቢ ኸኣ የለን።

መንግስቲ ኤርትራ፡ ከም ወትሩ፡ ኣብ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ጐደናታትን መኣዲታትን ከምዘይዕደም ደጋጊሙ እናረጋገጸ፡ ንኹሎም ግዱሳት ከይትንኰዩ ይምሕጸን።

ሚኒስትሪ ዜና

ኣስመራ

16 ጥቅምቲ 2023

[ad_2]

Source link

You may also like...

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *