Category: Statements

0

بيان صحفي – Eritrea Ministry Of Information

الحدث: تكثيف الاتهامات الملفقة  بثت قناة “الحدث” التلفزيونية السعودية اتهامات ملفقة ضد إرتريا في بثها بعد ظهر أمس. وهذه ليست المرة الأولى التي تقوم فيها هذه القناة بنشر ادعاءات مشينة ضد إرتريا على لسان...

0

ኣብ ቴልኣቪቭ፡ ዝተፈጸመ ጎነጻዊ ተግባር – Eritrea Ministry Of Information

ዝሓለፈ ቀዳም፡ 2 መስከረም 2023፡ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፡ ሃገራዊ በዓሉ ንከኽብር ብሕጊ ሓቲቱ፡ ብዝምልክቶም ሰብስስልጣን መንግስቲ ኤስራኤል ከኣ ንቡር ፍቓድ ተዋሂብዎ። ብሰብ-ስልጣን መንግስቲ እስራኤል ብዝተዋህበ መምርሒ መሰረት፡ በዓል ንከኽብሩ ዝመጹ ኣስታት 1200 ዜጋታትና፡...

0

حول أعمال عنف جرت بتل أبيب – Eritrea Ministry Of Information

طلبت الجالية الإريترية في إسرائيل يوم السبت الماضي، 2 سبتمبر 2023 بشكل قانونيالسماح لها بالاحتفال بعيدها الوطني ، وبناء عليه حصلت على إذن من قبل المسؤولينالحكوميين الإسرائيليين المعنيين.تجمع نحو 1200 مواطن بالقرب من السفارة...

0

ፋይዳ ዘይብሉ ከንቱ ሽርሒ! – Eritrea Ministry Of Information

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ሃገራውን ባህላውን ምትእኽኻብ ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ንምዝራግ፣ ነቲ መለለዪ ኤርትራውያን ዝኾነ ስልጡን ውዳበ፡ ሃገራውን መንነታውን ሓበን ዝማእገሩ ባህልን ክብርታትን ንምድዋን፣ ብኡ ኣቢልካ ድማ ካልእ ፖለቲካዊ ዛዕባታት ንምስሳይ፡ ኣብ ገለ ሃገራት ጎነጻዊ...

0

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኣብ’ዚ ቀረባ እዋናት፡ ብዛዕባ ማያትን መሳዂቲ ባሕሪን ዝመሳሰሎ ኣርእስትታትን ዝተባህለን፡ ‘ተባሂሉ’ ዝተባህለን፡ እልቢ የብሉን። ዘየስደመሞ ተዓዛቢ ኸኣ የለን። መንግስቲ ኤርትራ፡ ከም ወትሩ፡ ኣብ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ጐደናታትን መኣዲታትን ከምዘይዕደም ደጋጊሙ እናረጋገጸ፡ ንኹሎም ግዱሳት ከይትንኰዩ ይምሕጸን።...

0

تصريح صحفي

لقد قيلويقال في الآونة الأخيرة الكثير من الاحاديث المتعلقة بالمياه ونوافذ البحر وما شابهها . وقد فوجئ المراقب. ان الحكومة الارترية تؤكد مرارًا وتكرارًا ، كما هو الحال دائمًا، أنها لن تخوض في مثل...